ቈላ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ቈላ:

እዚ እቲ ካብ ፬ ክሳብ ፩፶፬()ሜ. ልዕሊ ጽፍሒ ባሕሪ ዘሎ ቦታ ኢዩ። እዚ ቦታታት እዚ ውዑይ ኢዩ። ብፍላይ ኣብ ግዜ ክረምቲ ኣዝዩ ውዑይ ኢዩ። ንኣብነት ኣብ ዓሰብ ክሳዕ ፶፭°C ዝተመዝገበሉ እዋን ኣሎ።