ብተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ቡሰንሁስ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ብተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ቡሰንሁስ:

ኣብ ሓደ ቦታ፡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ብዙሓት እንስሳታት ነበሩ። ሓደ ግዜ ማይ ኪሰትዩ ኣብ ሓደ ሩባ ተራኸቡ። ማይ ምስ ሰተዩ ኬዕርፉ ኮፍ በሉ። ነብሪ ግን ምስኣቶም ኣይነበረን። ቍርብ ጽንሕ ምስ በሉ፡ ኣንበሳ ነገር ደለየ። " ካብ ኵሎም እንስሳታት መን'ዩ ሓያል? " ኢሉ ሓተቶም። ኵሎም ፈሪሖም ንስኻ! ንስኻ በሉዎ። ወኻርያ ግን ኣይመለሰትሉን።