ከሚካል ሪኣክሽን

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ከሚካል ሪኣክሽን[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ክልተ ዓይነታተ ከሚካል ሪኣክሽን ኣለዉ ።[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኤክሶተርም ሪኣክሽን[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኤክሶተርም ሪኣክሽን ዝብሃል ከም ወጥጽኢት ናይ'ቲ ሪኣክሽን ጽዓት ዝህብ እዩ ።

ኤንዶተርም ሪኣክሽን[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኤንዶተርም ሪኣክሽን ዝብሃል ድማ ሪኣክሽን ንኽካየድ ጽዓት ዝደሊ እዩ ።