ዊኪፐዲያ ሓደ ገፊሕን ሙሉእ ናጽነት ዘለዎን ነጻን ሓፈሽዊን ግን ሙሉእ ርግጽነት ዘይብሉ ምንጪ ኣብ ኢንተርነት እዩ። እዚ ምንጪ’ዚ ብሕልፊ ብዛዕባ ታሪኽ፣ ምርምር፣ ሕብረተ-ሰብ፣ ፍልጠት፣ ወይ ትምህርቲ ካብ ዝኾነ ሰብ ዝተሓትመ ይወፍይ።