ደጋ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ደጋ

እቲ ካብ ፪፬፬፬(፳፻፬፻፵፬) ልዕሊ ጽፍሒ ባሕሪ ንላዕሊ ዘሎ ቦታ ደጋ ይብሃል። እዚ ቦታታት እዚ ምስቲ ካልእ ቦታታት ኤርትራ ኣነጻጺርካ ዝሑል ኢዩ። ኣብ እዋን ቀውዕን ሓጋይን፡ ኣብ ለይቲ ክሳዕ ፭°C ኣቢሉ ይብጽሕ። ብመዓልቲ ግን ካብ ፩፭°C ንላዕሊ ኢዩ።