ሩስያ

(ካብ ራሻ ተሰጋጊሩ)
ፈደረሽን ሩስያ
Российская Федерация


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ መዝሙርГосударственный гимн Российской Федерации

ርእሰ ከተማ ሞስኮ

55°45′21″ሰ 37°37′04″ምብ / 55.755833333333, 37.617777777778 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ሩስኛ
ዜግነት ህዝቢ ሩስያዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን
ሓጋጊ ኣካል ፈደራላዊ ባይቶ ሩስያ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 17,098,246 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 13
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 146,171,015 ተቐመጥቲ
ባጤራ ሩብል (₽)
ዞባ ግዜ UTC+2 ክሳዕ +12
ኮድ ኣይሶ 643 / RUS / RU
ዓውዲ ኢንተርነት .ru
.рф
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +7
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ RUS ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ሩስያ (ብሩስኛРоссия) ወይ ብወግዒ ፈደረሽን ሩስያ (ብሩስኛРоссийская Федерация)፣ ንሰሜናዊ ኤውሮጳን ኤስያን ዘጠቓለለ ኣብ ዓለም ዝሰፍሐት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማሞስኮ እያ።