ባንዴራ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ ሰንደቕ ዕላማ ተሰጋጊሩ)

ባንዴራ ወይ ሰንደቕ ዕላማ ማለት፣ ብዝተፈላለየ ሕብርታት ኣብ ጨርቂ ዝተሳእለ እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ድማ፣ መልእኽቲ ዘለዎ እዩ።