ብራዚል
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ጅምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ዘርገሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል República Federativa do Brasil | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Ordem e progresso | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Hino Nacional Brasileiro | ||||
ርእሰ ከተማ |
ብራዚልያ 15°47′38″ደ 47°52′58″ምዕ / -15.793888888889, -47.882777777778መስተማእዛኒታት፦ 15°47′38″ደ 47°52′58″ምዕ / -15.793888888889, -47.882777777778 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ፖርቱጊዝኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ብራዚላዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ጃይር ቦልሶናሮ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ጉባኤ | |||
ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ፖርቱጋል 7 መስከረም 1822 29 ነሓሰ 1825 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 211,715,973 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ረያል | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +55 |
ብራዚል (ብፖርቱጊዝኛ፦ Brasil)፣ ወግዓዊ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል (ብፖርቱጊዝኛ፦ República Federativa do Brasil)፣ ኣብ ደቡብ ኣመሪካ ትርከብ ዓባይ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ብራዚልያ እያ። ፖርቱጊዝኛ ዝተባህለ ቋንቋ ድማ ይዛረቡ። ኣብ ብራዚል፣ ካርኒቫል ዝበሃል ሃገራዊ ፌስታ የብዕሉ።