ተጠቃሚ:Mussie Zeresenay Sultan
መልክዕ
7 Logo Sarda Eritrea- ሸውዓተ ሎጎ ሳርዳ ኤርትራ፡ ኣብ ኤርትራ ንደቡብ ገጽ ዝርከብ ለምለምን ዓዲ ቅርስን ኢዩ። እዚ ቦታ እዚ ነዊሕ ታሪኽ ዘለዎ ኾይኑ ምስ ምፍላቕ ናይ ትግርኛ ምትእስሳር ዘለዎ ኣገዳሲ ስፍራ ኢዩ። እተን ቀንዲ መበገሲ ዓድታት ናይ ሎጎ ድማ እዘን ዝስዕባ ኢየን፡ ሳርዳ-ዓይቤታ-ምራራ-ስኩም-ኣንፍዕና-ላጻት-ሓድሽ ዓዲ ኢየን።
Палка палка огурец эне бене раба квинтер финтер жаба