ናቅፋ (ባጤራ)

From Wikipedia
Jump to navigation Jump to search


| ስም ባጤራናቅፋ (ባጤራ)

| ስም ሃገር ፡ ኤርትራ


ናቅፋ፣ ባጤራ ናይ ኤርትራ እዩ። ሓደ ናቅፋ፣ ሚእቲ ሳንቲም እያ።

ናቅፋ ኣብ ክልተ ትምቀል። ናይ ወረቀት ገንዘብ፣ ናይ ሳንቲም ገንዘብ። ናይ ወረቀት ገንዘብ 1,5,10,20,50ን 100ን እየን። ናይ ሳንቲም ድማ፣ 1,5,10,25ን 50ን እየን።

ስእሊ ናይ ባጤራ[edit | edit source]