ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ተሰጋጊሩ)
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ኢሳይያስ ኣብ 2023

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወይ ድማ ኣፍወርቂ ወይ ኣፈዎርቂ፣ (ኣስመራኤርትራ፤ 2 ለካቲት 1946)፣ ካብ 1991 ብተግባር ፕረዚደንት ኤርትራ ኤርትራዊ ፖለቲከኛ እዩ።

ናይ ኤርትራ ኮይኑ ተመሪጹ።

"ርእሰ መላኪ" ዚብል ማዕርግ ተዋሂብዎ ዘሎ ፕረዚደንት፥ ኣብ ስልጣን ንልዕሊ 25 ዓመታት ብዘይ ዝኮነ ናይ ህዝባዊ ወይ ባይቶዊ ምርጫ ን ኤርትራ ይመርሓ ይርከብ። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ፥ ዝኮነ ናይ ቑመባዊ ዕብየት ከተርኢ ኣይከኣለትን ዘላ። አምበሺ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ትጉተት ኣላ። ዘይዉሱን ሃገራዊ ኣገልግሎት፥ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ፥ ናይ ምንቕስቃስ (ኣብ ውሽቲ ሃገር ኮነ ካብ ሃገር ወጻኢ) ናጽነት፥ ናይ ወፍሪ ናጽነት ፥ ናይ ጋዘጤናንነት ናጽነት፥ ናይ ሃይማኖት ናጽነት፥ ናይ ምምራጽን ተማራጽነት ናጽነት ዝከልከለ ዝንቡዕ ፖሊሲ ኢሰይያስ - ን ነብሱ 'ዲክታቶር' ን ኤርትራ ከኣ 'ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ' ዝብል ሳጓ ኣሰኪሙዋ ይርከብ።

ሚኒስተር ዩናይትድ ስቴትስ ምስ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት።