ኤውሮጳ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ ኣውሮጳ ተሰጋጊሩ)
ኤውሮጳ
ዜግነት ህዝቢ፦ ኤውሮጳዊ/ -ት
ኣፍሪቃኤስያኣመሪካኣመሪካቆጵሮስግሪኽኢጣልያማልታፍረንሳፖርቱጋልስጳኛግሪንላንድኣይስላንድኖርወይሽወደንፊንላንድኣየርላንድብሪጣንያኔዘርላንድቤልጅዩምደንማርክስዊዘርላንድኦስትርያጀርመንስሎቬንያክሮኤሽያሪፓብሊክ ቸክስሎቫክያሃንጋሪፖላንድሩስያሊቱዌንያላትቭያኤስቶንያቤላሩስሞልዶቫዩክረይንሰሜን መቄዶንያኣልባንያሞንተኔግሮቦዝንያን ሄርዘጎቪናንሰርብያቡልጋርያሩማንያጆርጅያኣርሜንያ
ስፍሓት 10,530,751 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 749,878,120[1] ተቐመጥቲ
• ጻዕቂ 70 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ.
ሃገራት
ጽግዕተኛታት
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት
ዞባዊ ቋንቋታት ቋንቋታት ኤውሮጳ ሩስኛጀርመንኛፈረንሳይኛእንግሊዝኛስጳንኛፖላንድኛዩክሬንኛሩማንኛዳችቱርክኛግሪኽኛጥልያን፣ ወዘተ
ዞባ ግዜ UTC ምሉእ ዓመት
UTC/UTC +1 ኣብ ክረምቲ
UTC +1/UTC +2 ኣብ ክረምቲ
UTC +2/UTC +3 ኣብ ክረምቲ
UTC +3 ምሉእ ዓመት
UTC +4 ምሉእ ዓመት
UTC +5 ምሉእ ዓመት
ዓውዲ ኢንተርነት .eu
ዞባዊ ውድባት ኤውሮጳዊ ሕብረትቤት ምኽሪ ኤውሮጳ ወዘተ።

ኤውሮጳ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ሰሜናዊ ንፍቀ ክቢ መብዛሕትኡ ከኣ ኣብ ምብራቓዊ ንፍቀ ክቢ እትርከብ ክፍለ ዓለም እያ።

ኤውሮጳ ብስፍሓት ከባቢ ካልኣይቲ ዝነኣሰት ክፍለ ዓለም እያ።

ዝርዝር ሃገራትን ግዝኣታትን[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኤውሮጳ ብፖለቲካ ኣብ ሓምሳ ልኡላውያን ሃገራት፣ ሸሞንተ ሃገራት ውሱን ኣፍልጦ ዘለወን፣ ሽድሽተ ጽግዕተኛታት ግዝኣታት ከምኡውን ኣብ ሰለስተ ርእሰን ዝኸኣላ ዞባታት ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ተዋሃሂደን ትምቀል።

ልኡላውያን ሃገራት[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ባንዴራ ኣርማ ስም/ወግዓዊ ስም ተመስሪታ ስፍሓት
(ትርብዒት ኪ.ሜ.)
ብዝሒ ህዝቢ ተቐማጥቲ
ትርብዒት ኪ.ሜ.
ርእሰ ከተማ ወግዓዊ
ቋንቋ(ታት)
1 ባንዴራ ሃንጋሪ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሃንጋሪ 1918 93,030 9,797,561 105.3 ቡዳፐስት ሃንጋርኛ
2 ባንዴራ ሉክሰምበርግ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሉክሰምበርግ
ዓባይ ግዝኣተ መስፍን ሉክሰምበርግ
1890 2,586 602,005 233.7 ከተማ
ሉክሰምበርግ
ሉክሰምበርግኛ/ፈረንሳይኛ/
ጀርመንኛ
3 ባንዴራ ሊትዌንያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሊትዌንያ
ሪፓብሊክ ሊትዌንያ
1991 65,300 2,800,667 45.8 ቪልንዩስ ሊትዌንኛ
4 ባንዴራ ሊኽተንሽታይን ሊኽተንሽታይን
ምድረ ልኡል ሊኽተንሽታይን
1719 160 38,111 227 ቫዱዝ ጀርመንኛ
5 ባንዴራ ላትቭያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ላትቭያ
ሪፓብሊክ ላትቭያ
1991 64,589 1,925,800 34.3 ሪጋ ላትቭያኛ
6 ባንዴራ ማልታ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ማልታ
ሪፓብሊክ ማልታ
1974 316 445,426 1,410 ቫለታ ማልትኛ/እንግሊዝኛ
7 ባንዴራ ሞልዶቫ ሞልዶቫ
ሪፓብሊክ ሞልዶቫ
1991 33,846 4,434,547 131.0 ኪሺናው ሩማንኛ
8 ባንዴራ ሞናኮ ሞናኮ
ምድረ ልኡል ሞናኮ
1861 2.020 38,400 18,713 ሞናኮ-ቪል ፈረንሳይኛ
9 ባንዴራ ሞንተኔግሮ ሞንተኔግሮ 2006 13,812 642,550 45.0 ፖድጎሪካ ሞንተኔግርኛ
10 ባንዴራ ሩማንያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሩማንያ 1878 238,397 19,638,000 84.4 ቡካረስት ሩማንኛ
11 ባንዴራ ሩስያ ሩስያ
ፈደረሽን ሩስያ
1547 17,098,246 144,526,636 8.4 ሞስኮ ሩስኛ
12 ባንዴራ ሪፓብሊክ ቸክ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሪፓብሊክ ቸክ 1993 78,866 10,610,947 134 ፕራግ ቸክኛ
13 ባንዴራ ሰሜን መቄዶንያ ሰሜን መቄዶንያ
ሪፓብሊክ ሰሜን መቄዶንያ
1991 25,713 2,103,721 80.1 ስኮፕየ መቄዶንኛ/ኣልባንኛ
14 ባንዴራ ሰርብያ ሰርብያ
ሪፓብሊክ ሰርብያ
1878 88,361 7,040,272 91.1 በልግረይድ ሰርብኛ
15 ባንዴራ ሳን ማሪኖ ሳን ማሪኖ
ዝበዝሐት ሰላማዊት ሪፓብሊክ ሳን ማሪኖ
1243 61.2 33,285 520 ከተማ ሳን ማሪኖ ጥልያን
16 ባንዴራ ስሎቫክያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ስሎቫክያ
ስሎቫክያዊት ሪፓብሊክ
1993 49,035 5,435,343 111.0 ብራቲስላቫ ስሎቫክኛ
17 ባንዴራ ስሎቬንያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ስሎቬንያ
ሪፓብሊክ ስሎቬንያ
1991 20,273 2,066,880 101.8 ልዩብልያና ስሎቬንኛ
18 ባንዴራ ስዊዘርላንድ ስዊዘርላንድ
ኮንፈደረሽን ስዊዘርላንድ
1815 41,285 8,401,120 202 በርን ጀርመንኛ/ፈረንሳይኛ/
ጥልያን/ሮማንሽ
19 ባንዴራ ስጳኛ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ስጳኛ
ንግስነት ስጳኛ
1516 505,990 46,698,151 92 ማድሪድ ስጳንኛ/ካታላንኛ/
ጋሊስኛ/ባስክኛ
20 ባንዴራ ሽወደን ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሽወደን
ንግስነት ሽወደን
1523 450,295 10,151,588 22.5 ስቶክሆልም ሽወደንኛ
21 ባንዴራ ቆጵሮስ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ቆጵሮስ
ሪፓብሊክ ቆጵሮስ
1960 9,251 1,170,125 123.4 ኒኮስያ ግሪኽኛ/ቱርክኛ
22 ባንዴራ ቡልጋርያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ቡልጋርያ
ሪፓብሊክ ቡልጋርያ
1991 110,910 7,101,859 64.9 ሶፍያ ቡልጋርኛ
23 ባንዴራ ቤላሩስ ቤላሩስ
ሪፓብሊክ ቤላሩስ
1991 207,560 9,504,700 45.8 ሚንስክ ቤላሩስኛ/ሩስኛ
24 ባንዴራ ቤልጅዩም ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ቤልጅዩም
ንግስነት ቤልጅዩም
1830 30,528 11,358,357 372.06 ብራስልስ ዳች/ፈረንሳይኛ/
ጀርመንኛ
25 ባንዴራ ብሪጣንያ ብሪጣንያ
ሕቡራት ምድረ ነገስት ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን
1801 244,820 66,040,229 270.7 ሎንደን እንግሊዝኛ/ዌልስኛ/
ስኮትላንዳዊ ጋኤልኛ/ኣየርላንድኛ
26 ባንዴራ ቦዝንያን ሄርዘጎቪናን ቦዝንያን ሄርዘጎቪናን 1992 51,129 3,531,159 68.97 ሳራየቮ ቦዝንያንኛ/ክሮኤሽኛ/
ሰርብኛ
27 ባንዴራ ቱርኪ ቱርኪ
ሪፓብሊክ ቱርኪ
1923 783,356 80,810,525 105 ኣንካራ ቱርክኛ
28 ባንዴራ ኔዘርላንድ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኔዘርላንድ
ንግስነት ኔዘርላንድ
1815 41,543 17,271,990 414.9 ኣምስተርዳም ዳች
29 ባንዴራ ኖርወይ ኖርወይ
ንግስነት ኖርወይ
1905 385,203 5,295,619 15.8 ኦስሎ ኖርወይኛ
30 ባንዴራ ኢጣልያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኢጣልያ
ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ
1861 301,338 60,589,445 201.3 ሮማ ጥልያን
31 ባንዴራ ኣልባንያ ኣልባንያ
ሪፓብሊክ ኣልባንያ
1912 28,748 2,876,591 98.5 ቲራና ኣልባንኛ
32 ባንዴራ ኣርሜንያ ኣርሜንያ
ሪፓብሊክ ኣርሜንያ
1991 29,743 2,924,816 101.5 የረቫን ኣርሜንኛ
33 ባንዴራ ኣንዶራ ኣንዶራ
ምድረ ልኡል ኣንዶራ
1278 468 77,281 179.8 ኣንዶራ ላ ቬላ ካታላንኛ
34 ባንዴራ ኣዘርባጃን ኣዘርባጃን
ሪፓብሊክ ኣዘርባጃን
1991 86,600 9,911,646 113 ባኩ ኣዘርኛ
35 ባንዴራ ኣየርላንድ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣየርላንድ
ሪፓብሊክ ኣየርላንድ
1937 70,280 4,761,865 67.7 ደብሊን ኣየርላንድኛ/እንግሊዝኛ
36 ባንዴራ ኣይስላንድ ኣይስላንድ 1944 103,000 350,710 3.2 ረይክያቪክ ኣይስላንድኛ
37 ባንዴራ ኤስቶንያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኤስቶንያ
ሪፓብሊክ ኤስቶንያ
1991 45,226 1,319,133 28 ታሊን ኤስቶንኛ
38 ባንዴራ ኦስትርያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኦስትርያ
ሪፓብሊክ ኦስትርያ
1918 83,858 8,823,054 104 ቭየና ጀርመንኛ
39 ባንዴራ ከተማ ቫቲካን ከተማ ቫቲካን
መንግስተ-ከተማ ቫቲካን
1929 0.44 1,000 2,272 ከተማ ቫቲካን ላቲን/ጥልያን
40 ባንዴራ ካዛኪስታን ካዛኪስታን
ሪፓብሊክ ካዛኪስታን
1991 2,724,900 17,987,736 6.49 ኑር-ሱልታን ካዛክኛ/ሩስኛ
41 ባንዴራ ክሮኤሽያ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ክሮኤሽያ
ሪፓብሊክ ክሮኤሽያ
1991 56,542 4,284,889 75.8 ዛግረብ ክሮኤሽኛ
42 ባንዴራ ዩክሬን ዩክሬን 1991 603,628 42,418,235 73.8 ኪየቭ ዩክሬንኛ
43 ባንዴራ ደንማርክ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ደንማርክ
ንግስነት ደንማርክ
935 43,094 5,748,796 133.9 ኮፐንሃገን ዳንኛ/ፋሮኛ/
ግሪንላንድኛ
44 ባንዴራ ጀርመን ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ጀርመን
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን
1871 357,168 82,800,000 232 በርሊን ጀርመንኛ
45 ባንዴራ ጆርጅያ ጆርጅያ 1991 69,700 3,718,200 53.5 ትብሊሲ ጆርጅኛ
46 ባንዴራ ግሪኽ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ግሪኽ
ሄለኒካዊት ሪፓብሊክ
1832 131,957 10,768,477 82 ኣቴንስ ግሪኽኛ
47 ባንዴራ ፈረንሳ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ፈረንሳ
ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ
843 547,030 67,348,000 116 ፓሪስ ፈረንሳይኛ
48 ባንዴራ ፊንላንድ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ፊንላንድ
ሪፓብሊክ ፊንላንድ
1918 338,455 5,509,717 16 ሄልሲንኪ ፊንኛ/ሽወደንኛ
49 ባንዴራ ፖላንድ ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ፖላንድ 1918 312,685 38,422,346 123.5 ዋርሳው ፖላንድኛ
50 ባንዴራ ፖርቱጋል ባንዴራ ኤውሮጳዊ ሕብረት ፖርቱጋል
ፖርቱጋላዊት ሪፓብሊክ
1139 92,212 10,379,537 115 ሊዝቦን ፖርቱጊዝኛ
ጠቕላላ 10,180,000 743,000,000 73

መወከሲታት[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

  1. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).