ኣፍሪቃ
መልክዕ
| ኣፍሪቃ | ||
|---|---|---|
| ዜግነት ህዝቢ፦ ኣፍሪቃዊ/ -ት | ||
|
| ||
| ስፍሓት | 30,370,000 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
| ብዝሒ ህዝቢ | ||
| • ግምት (2021) | 1,359,665,300[1] ተቐመጥቲ | |
| • ጻዕቂ | 36.4 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
| ሃገራት |
54 | |
| ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት | ||
| ዞባዊ ቋንቋታት | ዝርዝር ቋንቋታት | |
| ዞባ ግዜ | UTC-1 ክሳዕ UTC+4 | |
| ዞባዊ ውድባት | ኣፍሪቃዊ ሕብረት | |
ኣፍሪቃ ድሕሪ ኤስያን ኣመሪካን፣ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ክፍለ ዓለም እያ።

ብተወሳኺ ርኣይ፦ ሃገራት ኣፍሪቃ

| ባንዴራ | ኣርማ | ስም/ወግዓዊ ስም | ተመስሪታ | ስፍሓት (ትርብዒት ኪ.ሜ.) |
ብዝሒ ህዝቢ | ተቐማጥቲ ብትርብዒት ኪ.ሜ. |
ርእሰ ከተማ | ወግዓዊ ቋንቋ(ታት) | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሊብያ ሃገረ ሊብያ |
1947 | 1,759,540 | 6,541,948 | 3,1 | ትሪፖሊ | ዓረብኛ/በርበር | |||
| 2 | ላይበርያ ሪፓብሊክ ላይበርያ |
1847 | 111,369 | 4,299,944 | 39 | ሞንሮቭያ | እንግሊዝኛ | |||
| 3 | ሌሶቶ ንግስነት ሌሶቶ |
1966 | 301355 | 1,953,070 | 73 | ማሰሩ | እንግሊዝኛ/ሴሶቶ | |||
| 4 | ማሊ ሪፓብሊክ ማሊ |
1960 | 1,240,192 | 17,467,108 | 14 | ባማኮ | ፈረንሳይኛ | |||
| 5 | ማላዊ ሪፓብሊክ ማላዊ |
1964 | 118,484 | 18,570,321 | 117,5 | ሊሎንግወ | እንግሊዝኛ/ቺቸዋ | |||
| 6 | ማውሪሸስ ሪፓብሊክ ማውሪሸስ |
1968 | 2040 | 1,348,242 | 652,5 | ፖርት ልዊስ | ማውሪሸሳዊ ክርዮል (ብተግባር) | |||
| 7 | ማውሪታንያ እስላማዊት ሪፓብሊክ ማውሪታንያ |
1960 | 1,030,700 | 3,677,293 | 3,2 | ንዋክሾት | ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ | |||
| 8 | ማዳጋስካር ሪፓብሊክ ማዳጋስካር |
1960 | 587,041 | 24,430,325 | 31 | ኣንታናናሪቮ | ማላጋስኛ/ፈረንሳይኛ | |||
| 9 | ሞሮኮ ንግስነት ሞሮኮ |
1956 | 446,550 | 33,655,786 | 73,1 | ራባት | ዓረብኛ/በርበር | |||
| 10 | ሞዛምቢክ ሪፓብሊክ ሞዛምቢክ |
1975 | 799,380 | 25,930,150 | 24,2 | ማፑቶ | ፖርቱጊዝኛ | |||
| 11 | ሩዋንዳ ሪፓብሊክ ሩዋንዳ |
1962 | 26,338 | 12,988,423 | 419,8 | ኪጋሊ | ኪኛሩዋንዳ/ፈረንሳይኛ/ እንግሊዝኛ | |||
| 12 | ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ | 1960 | 622,984 | 5,507,257 | 5,8 | ባንጊ | ሳንጎ/ፈረንሳይኛ | |||
| 13 | ሪፓብሊክ ኮንጎ | 1960 | 342,000 | 4,852,412 | 10,5 | ብራዛቪል | ፈረንሳይኛ | |||
| 14 | ሰነጋል ሪፓብሊክ ሰነጋል |
1960 | 196,722 | 14,320,055 | 63,7 | ዳካር | ፈረንሳይኛ | |||
| 15 | ሱዳን ሪፓብሊክ ሱዳን |
1956 | 1,861,484 | 36,729,501 | 17,7 | ካርቱም | ዓረብኛ/እንግሊዝኛ | |||
| 16 | ሲሸልስ ሪፓብሊክ ሲሸልስ |
1976 | 455 | 93,186 | 180 | ቪክቶርያ | ሲሸልሳዊ ክርዮል/ፈረንሳይኛ/ እንግሊዝኛ | |||
| 17 | ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን |
1975 | 964 | 197,541 | 170 | ሳኦ ቶመ | ፖርቱጊዝኛ | |||
| 18 | ሴራ ልዮን ሪፓብሊክ ሴራ ልዮን |
1961 | 71,740 | 6,018,888 | 82 | ፍሪታውን | እንግሊዝኛ | |||
| 19 | ስዋዚላንድ ንግስነት ስዋዚላንድ |
1968 | 17,364 | 1,451,428 | 58,6 | ምባባነ | ስዋዚ/እንግሊዝኛ | |||
| 20 | ሶማልያ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ |
1960 | 637,657 | 10,817,354 | 13 | ሞቓድሾ | ሶማልኛ/ዓረብኛ | |||
| 21 | በኒን ሪፓብሊክ በኒን |
1960 | 112,622 | 10,741,458 | 94,8 | ፖርቶ ኖቮ | ፈረንሳይኛ | |||
| 22 | ቡርኪና ፋሶ | 1960 | 274,200 | 19,512,533 | 64,1 | ዋጋዱጉ | ፈረንሳይኛ | |||
| 23 | ብሩንዲ ሪፓብሊክ ብሩንዲ |
1962 | 110,910 | 11,099,298 | 388,6 | ጊተጋ | ኪሩንዲ/ፈረንሳይኛ | |||
| 24 | ቦትስዋና ሪፓብሊክ ቦትስዋና |
1966 | 581,730 | 2,209,208 | 2.7 | ጋቦሮነ | ጽዋና/እንግሊዝኛ | |||
| 25 | ቱኒዝያ ሪፓብሊክ ቱኒዝያ |
1956 | 163,610 | 11,134,588 | 61 | ቱኒስ | ዓረብኛ | |||
| 26 | ታንዛንያ ሕቡር ሪፓብሊክ ታንዛንያ |
1964 | 947,300 | 52,482,726 | 39 | ዶዶማ | ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ | |||
| 27 | ቶጎ ቶጎኣዊት ሪፓብሊክ |
1960 | 56,785 | 7,756,937 | 93 | ሎመ | ፈረንሳይኛ | |||
| 28 | ኒጀር ሪፓብሊክ ኒጀር |
1960 | 1,267,000 | 18,638,600 | 8.4 | ንያመይ | ፈረንሳይኛ | |||
| 29 | ናሚብያ ሪፓብሊክ ናሚብያ |
1960 | 824,292 | 2,436,469 | 2,5 | ዊንድሆክ | እንግሊዝኛ | |||
| 30 | ናይጀርያ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ናይጀርያ |
1960 | 923,768 | 186,053,386 | 201,3 | ኣቡጃ | እንግሊዝኛ | |||
| 31 | ኡጋንዳ ሪፓብሊክ ኡጋንዳ |
1962 | 241,038 | 38,319,241 | 144 | ካምፓላ | እንግሊዝኛ/ስዋሂሊ | |||
| 32 | ኢትዮጵያ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ |
980 ቅ.ክ. | 1,104,300 | 102,374,044 | 81,5 | ኣዲስ ኣበባ | ኣምሓርኛ | |||
| 33 | ኢኳቶርያል ጊኒ ሪፓብሊክ ኢኳቶርያል ጊኒ |
1968 | 28,051 | 759,451 | 43,5 | ማላቦ | ስጳንኛ/ፈረንሳይኛ/ ፖርቱጊዝኛ | |||
| 34 | ኣልጀርያ ህዝባዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኣልጀርያ |
1962 | 2,381,741 | 40,263,711 | 14,6 | ኣልጀርስ | ዓረብኛ/በርበር | |||
| 35 | ኣንጎላ ሪፓብሊክ ኣንጎላ |
1975 | 1,246,702 | 20,172,332 | 19,4 | ሉዋንዳ | ፖርቱጊዝኛ | |||
| 36 | ኣይቮሪ ኮስት ሪፓብሊክ ኣይቮሪ ኮስት |
1960 | 322,463 | 23,740,424 | 70.8 | ያሙሱክሮ | ፈረንሳይኛ | |||
| 37 | ኤርትራ ሃገረ ኤርትራ |
1993 | 117,600 | 5,869,869 | 37 | ኣስመራ | ትግርኛ/ዓረብኛ | |||
| 38 | ካሜሩን ሪፓብሊክ ካሜሩን |
1960 | 475,440 | 24,360,803 | 34 | ያውንደ | ፈረንሳይኛ/እንግሊዝኛ | |||
| 39 | ኬንያ ሪፓብሊክ ኬንያ |
1963 | 580,367 | 46,790,758 | 53 | ናይሮቢ | ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ | |||
| 40 | ኬፕ ቨርደ ሪፓብሊክ ኬፕ ቨርደ |
1975 | 4033 | 553,432 | 101 | ፕራያ | ፖርቱጊዝኛ | |||
| 41 | ኮሞሮስ ሕብረት ኮሞሮስ |
1975 | 2235 | 794,678 | 324 | ሞሮኒ | ኮሞርኛ/ዓረብኛ/ ፈረንሳይኛ | |||
| 42 | ዚምባብዌ ሪፓብሊክ ዚምባብዌ |
1980 | 390,757 | 14,546,961 | 32 | ሃራረ | እንግሊዝኛ/ሾና | |||
| 43 | ዛምብያ ሪፓብሊክ ዛምብያ |
1964 | 752,618 | 15,510,711 | 17,2 | ሉሳካ | እንግሊዝኛ | |||
| 44 | ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ | 1960 | 2,344,858 | 81,331,050 | 30.5 | ኪንሻሳ | ፈረንሳይኛ | |||
| 45 | ደቡብ ሱዳን ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን |
2011 | 644,329 | 12,530,717 | 13,3 | ጁባ | እንግሊዝኛ | |||
| 46 | ደቡብ ኣፍሪቃ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ |
1931 | 1,219,090 | 54,300,704 | 40.4 | ፕረቶርያ ኬፕ ታውን ብሉምፎንታይን |
ኣፍሪካንስ/እንግሊዝኛ/ ቋንቋታት ደቡብ ኣፍሪቃ | |||
| 47 | ጅቡቲ ሪፓብሊክ ጅቡቲ |
1977 | 23,200 | 846,687 | 37,6 | ከተማ ጅቡቲ | ፈረንሳይኛ/ዓረብኛ | |||
| 48 | ጊኒ ሪፓብሊክ ጊኒ |
1958 | 245,857 | 12,093,349 | 38,5 | ኮናክሪ | ፈረንሳይኛ | |||
| 49 | ጊኒ-ቢሳው ሪፓብሊክ ጊኒ-ቢሳው |
1974 | 36,125 | 1,759,159 | 50 | ቢሳው | ፖርቱጊዝኛ | |||
| 50 | ጋምብያ ሪፓብሊክ ጋምብያ |
1965 | 11,300 | 2,009,648 | 132 | ባንጁል | እንግሊዝኛ | |||
| 51 | ጋቦን ጋቦናዊት ሪፓብሊክ |
1960 | 267,667 | 1,738,541 | 6 | ሊብረቪል | ፈረንሳይኛ | |||
| 52 | ጋና ሪፓብሊክ ጋና |
1957 | 238,533 | 26,908,262 | 102 | ኣክራ | እንግሊዝኛ | |||
| 53 | ግብጺ ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ |
1922 | 1,001,450 | 94,666,993 | 87.9 | ካይሮ | ዓረብኛ | |||
| 54 | ጫድ ሪፓብሊክ ጫድ |
1960 | 1,284,000 | 11,852,462 | 8,7 | ንጃመና | ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ | |||
| ጠቕላላ | 45,435,700 | 1,187,009,422 | 2,61 | |||||||
- ↑ Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4515: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
