ከሚካል ሪኣክሽን
Jump to navigation
Jump to search
ከሚካል ሪኣክሽን[edit | edit source]
ክልተ ዓይነታተ ከሚካል ሪኣክሽን ኣለዉ ።[edit | edit source]
ኤክሶተርም ሪኣክሽን[edit | edit source]
ኤክሶተርም ሪኣክሽን ዝብሃል ከም ወጥጽኢት ናይ'ቲ ሪኣክሽን ጽዓት ዝህብ እዩ ።
ኤንዶተርም ሪኣክሽን[edit | edit source]
ኤንዶተርም ሪኣክሽን ዝብሃል ድማ ሪኣክሽን ንኽካየድ ጽዓት ዝደሊ እዩ ።