ኪተ ካልአይ ደረጃ ትምህርቲ ቤት

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
Kitee. Finland
Kitee. Finland
ኪተ ካልአይ ደረጃ ትምህርቲ ቤት
ኪተ ካልአይ ደረጃ ትምህርቲ ቤት

ከባቢታት[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኪተ ናይ ውንጌላዊ ቤተ ቤተ-ክርስትያንን ካልአይ ደረጃ ትምህርቲ ቤት ብምስራቅ ትርከብ። አብ ኪተ ማእከል ውሽጥይ ናይ ባዕሉ ጸጥ ዝበለ መናፈሻ ቦታ አሎ። ካብ ማእከል ኪተ ናብ ዮንሱ 70 ኪ, ሚ ርሕቀት (ንውሓት) አልወን ፣ ካብ ማእከል ኪተ ናብ ሄልሲንኪ ድማኒ 400 ኪ,ሜ ርሕቀት አለወን፣ ካብ ማእከል ኪተ ናብ ሶርታቫን 100 ኪ,ሜ ርሕቀት አለወን፣ ካብ ማእከል ኪተ ናብ ናይ ድንበር ሞቃረጺ ነጠብጣብ ዞሎ ቫርትሲላ 40 ኪ,ሜ ርሕቀተ አሎወን።

ታሪኽ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኪተ የኢቫንደሊካል አገልግሎት ናይ ደረጃ ትምህርቲ ትምህርቲ ቤት ድጋፍ ማሕበር ዝተቃወመሉ ብ 1943 እ,ኤ,አ ነይሩ። ኮለጅ ንመጀመርታ ጊዜ ዝተጀመረሩ ታሕሳስ ብ 1946 እ,ኤ,አ እዩ።

አብ ዝሰርሑሉ እዋን እዚ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ናይ መምሃሪ አቅርቦታት ክምስገኑ ዝግቡኡ እዮም። ካብ አከባቢያቶም እውን አበይቲ መማህር ኮይኖም እዮም። ኣብ ሕጂ እዋን እዚ ኮሌጅ ነዋሕ መሰመራት ውሽጢ እውን 2000 ንላዐሊ ብ ሓጺር ኮርስታት ውሽጢ ናብ 500 ተምሃሮታት ይማሃሩ።

መላማመዲ (ልምምድ)[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ነዊሕ ኮርስታት (ናይ ትምህርቲ ዓመቲዊ - ነዊሕ መስመር)

  • አስራይ ክፍሊ (ብመስረታዊ ትምህርትን ተወሳኪ ትምህርቲ)
  • ንስደተኛታት ተወሳኪ ናይ መጀመርያ ደረጃ ቤት ትምህርቲ
  • ናይ ፊንላንድ ቃላት ቃላት መሰለጠኒ (ስልጠና)
    • ምንባብን ምጽሓፍን መሰልጠኒ
    • ናይ ፊንላንድ ቃላት A - ደረጃ (ናይ መጀመርታ ደረጃ 0-A 1.1፣ ዝተዓለመ ደረጃ  A 2.1 - A 2.2)
    • ናይ ፊንላንድ ቃላት B ደረጃ (ናይ መጀመርታ ደረጃ A 2,2 ዒላማ ደረጃ B.1-B1.2)
  • ናይ ሞያ ፊንላንድ ትምህርቲ (ናይ ምትሕውዋስ ጊዜ ኦሙን ዝወደኡ ስደተኛታት)
  • ናይ መሊሱ ምህናጽ፣ ናይ ጨርቅታት ወይ ድማ ናይ ኢድ ስራሕታት
  • ባዓል ብዙሕ ቃላት ትምህርቲ እውን ዜግነት፣ ባዓል ብዙሕ ትምህርቲ
  • ሙዚቃ መስመር
  • ናይ ኣትክልቲ እና ናይ ጎሮ ንድፍ
  • አብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተመስረተ
  • ብንድፊ ሓሳብ እና ብተግባር ስነ-መሎኮት ስነ-ምግባር መሰረታዊ ነገራት
  • ንህጻናት እና ንወጣታት ብፉሊይ መማህራን ተወሳኪ ብቅዓት
  • ብኢንፎርሜሽን እና ብኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ተወሳኪ ብቅዓት።

ንሞያ ብቅዓት መዘጋጀይ ዝዘጋጀ

እዚ ኮሌጅ ንዝተከታተሉ ሞያዊ ዲግሪ ናይ ድርጁቱ ስምምዕ አለዎ።

  • ኣብ ልምዓት ጉድለታት ውሽጢ ተወሳኪ ብቅዓት
  • ተወሳኪ ናይ ትምህርቲ ደረጃ መምርሒ
    • ኣብ ትምህርቲ ቤት ውሽጢ ናይ መላማመዲ ቦታ ናይ ንግሆ እና ድሕሪ ሰዓትን እንቀሳቃሴታት መምርሒ
    • ኣብ ቤተ ሰብ ናይ ማዓሊቲ እንኽባካቤ ውሽጢ ናይ ባዓል ሞያ ቦታ
    • ኣብ ትምህርቲ መስርሕ ናይ ባዓልሞያ ቦታ
    • ኣብ መምርሒ ውሽጢ ናይ ብቅዓት መስርሕ
  • ብፉሊይ ትምህርቲ እና መምርሒ ውሽጢ ናይ ፉሊይ ባዓልሞያ
  • ብ ደረጃ ጽሕፈት ቤት እና ቢሪልእሰቴት አገልግሎታት ብተወሳኺ ብቅዓት
    • ናይ ገዛ ውሽጢ ኣጎልግሎታት ናይ በዓልሞያ ቦታ
  • ብኢንፎርሜሽን እና ብኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ተወሳኺ ብቅዓት ኮሌጅ ብተወሳኺ ሓጸርቲ ኮርስታት እና ዝተፈላለየ ካሞፓኒም የዘጋድ ን ኣብነታት :
    • ናይ አሮማቴራፒ ትምህርቲ
    • ናይ ካሊቫላ ናይ ኣባላት መስተካከሊ ኮርስታት
    • ናይ ኣማሕድራ ትምህርቲ
    • ናይ ኣረጋዊያን ስልጠና
    • ናይ ድልየታት ትምህርቲ
    • ናይ በረድ ካሞፕታት ንህጻናት፣ንወጣታት እውን መንእሰያትን

መምህራን[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ናይ ፎል 2 ይ ደረጃ ትምህርቲ ቤት ኮርስ ሰፊሕ እዩ ብተወሳኺ ብመማህራን ውሽጢ ዝተፈላለየ በዓል ሞያ አለዉ።ብጣዕሚ ዝፍለጡ ናይ ቀደም ናይ ቤዝቦል ተጻወቲ ፓሲ ፓሪንየን ብተወሳኺ እውን ናይ ሙዙቃ መምህር ፕሌን ዲሞቭ ዝብሃሉ በዓል በዓል ብዙሕ ክእለት ትምህርቲ መምህራን እዩሞ።ንኣብነት ፕሌን ዲሞቭ ኣምሃሪ እውን ናይ ድሕሪት ድጋፍ ንኣብነት ናይ ለይቲ ምኞት ኣቦ ተባሂሎም ይጽዉዐ። ኣብ ኩርናዕ ኣብ ላዕሊ ናይ ዝተመስረተ ናይ ሓጺን ባንዲ መጀመርታ ታራ ቱርየን እና ቱማስ ሆሎፔይንየን። ኣብ ሊውቪሽ ባሕሪ ቫዩሊን ተጻዊቱ እዩ ።

ኣገልገልቲ እና አገልግሎታት

አብዚ ኮሌጅ ንምጽናዕ፣ ንምምባር እውን ነጻ ጊዜን ንምጥቃም ሙቹው (ጽቡቅ) ቦታ አለዎ። መምሃሪ ክፍልታት በዝግባእ ኩሉ ዘማልእ እዩ ። ንተምሃሮ ናይ መመገቢ ኣዳራሽ አለው ከምኡ እውን ደብሪ ክፍሊቲት እውን መደቀሲ ክፍሊታትእውን መሰርሒ ምግቢ (ክሽኔ) አለዎ። ብተወሳኪ እዚ ኮሌጅ ሳውና ተወሳኪ ድማ ንእተይ መሐንበሲ እውን ናይ ግሊ ገዛ አሎ። አብዚ ኮሌጅ አብ ቀረባ አከባቢ በዙሕ ናይ እስፖርታ ቦታ አሎ ሓድሽ ናይ እስፖርታ መዘናግዒ አሎዎ።


Evangelical Folk High School of Kitee