ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ቋንቋ እብራይስጢ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ «ዕብራይስጥ» ተሰጋጊሩ)
እብራይስጢ
עִבְרִית፣ /እቭሪት/
ዝዝረብ ኣብ እስራኤልን ኣይሁዳዊ ማሕበረ-ሰባት ኣብ መላእ ዓለምን።
ተዛረብቲ 8,049,300 (2015)
ስድራ ቤት

ኣፍሮ-ኤስያዊ
 ሴማዊ
  ማእከላይ ሴማዊ
   ምዕራባዊ ሴማዊ
    ከንኣናዊ ቋንቋታት

       እብራይስጢ
ጽሕፈት እብራይስጢ
ወግዓዊ ኩነት
ወግዓዊ ኣብ ባንዴራ እስራኤል እስራኤል
ኮዳት
ኣይሶ 639-1 he
ኣይሶ 639-2 heb
ኣይሶ 639-3 heb

እብራይስጢ (ብእብራይስጢ፦ עִבְרִיתኣደማምጻ፦ /እቭሪት/ ( ስማዕ))፣ ሓደ ካብ ሴማዊ ቋንቋታት ኮይኑ ካብ ዓለም አቲ ዝነውሐ ዕድመ ዘሎዎ ክሳብ ሕጂ ዝዝረብ ዘሎ ቋንቋ እዩ። ሞይቱ ዝተንሰአ ቋንቋ ተባሂሉ ውን ይጥቀስ። አዚ 24 ፊደላት ዘለዉዎ ቋንቋ አዚ አቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንመጀመርያ ግዜ ዝተጻሕፈሉ ቋንቋ አዩ። ቋንቋ እብራይስጢ ዝበዝሕ ቃላቱ ከም መብዛሕቶኦም ሴማዊ ቋንቋታት ብ ሰለስት ፊደላት ዝተሰረተ እዩ ። ምስ ግዕዝ፣ ትግርኛ፣ ትግረ(ትግራይት)፣ ኣምሓርኛ፣ ኣራማይስጢ፣ ዓረብን ዝኣመሰኡ ሴማውያን ቛንቋታት ድማ ደሓን ዝኾነ ተመሳሳልነት ኣለዎ።

ፊደላት እብራይስጢ

[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]
א = ኣሌፍב = ቤትג= ጊመልד = ዳለጥה= ሀይו= ዋውז= ዛይንח = ሔጥט = ጤትי= ዮድכ= ኻፍ
ל= ላሜድנ= ኑንס= ሳሜኽמ= ሜምע= ዓይንפ= ፐ\ፈצ= ጻዴק= ቆፍר= ረሽש= ሺንת= ታቭ
Wikipedia
እዚ ቋንቋ ባዕላ ዊኪፐድያ ኣለዋ። ክትበጽሓን ከተበርክትን ኣብ ዊኪፐድያ ብቋንቋ እብራይስጢ ትኽእል ኢኻ/ኺ።