ኣመሪካ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ ዩናይትድ ስቴትስ ተሰጋጊሩ)
ናብ ዳህሳስ ኪድ ናብ ምድላይ ኪድ
እዚ ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር እዩ። ብዛዕባ ክፍለ ዓለማት ንተረድአ፣ ሰሜን ኣመሪካ ወይ ደቡብ ኣመሪካ ኣንብብ።
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ
United States of America  (እንግሊዝኛ)

Flag of the United States.svg
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
Great Seal of the United States (obverse).svg

ሃገራዊ ጭርሖIn God we trust
(ብእንግሊዝኛ፦ «ኣብ ኣምላኽ ንውከል»)
ሃገራዊ መዝሙርThe Star-Spangled Banner

USA orthographic.svg

ርእሰ ከተማ ዋሺንግተን ዲ.ሲ.
ኣርማ ከተማ ዋሺንግተን ዲ.ሲ.

38°53′42″ሰ 77°02′12″ምዕ / 38.895, -77.036666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ብፈደራላዊ ደረጃ ዝኾነ ቋንቋ የለን
 • ሃገራዊ ቋንቋታት እንግሊዝኛ
ዜግነት ህዝቢ ኣመሪካዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ጆ ባይደን
ሓጋጊ ኣካል United States Congress
Congress of the Confederation ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ኣዊጁ
 • ኣፍልጦ ረኺቡ
ካብ ዓባይ ብሪጣንያ
4 ሓምለ 1776
3 መስከረም 1783
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 9,147,590 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 6.97
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 331,893,745 ተቐመጥቲ
ባጤራ ኣመሪካዊ ዶላር ($)
ዞባ ግዜ UTC-5 ክሳዕ UTC-10
 • ኣብ ክረምቲ UTC-9 ክሳዕ UTC-4
ኮድ ኣይሶ 840 / USA / US
ዓውዲ ኢንተርነት .us
.mil
.edu
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +1
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ USA ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ሕቡራት መንግስታት (ሕ.መ.)፣ (ብእንግሊዝኛUnited States) (US)፣ ብውግዒ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕ.መ.ኣ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States of America) (USA)፣ ወይ ብቐሊል ኣመሪካ (America)፣ ብሓምሳ ክፍለ ሃገራትን ፈደራላዊ ወረዳን ኣብ ዝቖመት ቅዋማዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ዝተመስረተት ልኡላዊት ሃገር እያ። ብሰሜን ምስ ካናዳ ብደቡብ ድማ ምስ ሜክሲኮ ትዳወብ። ርእሰ ከተማዋሺንግተን ዲ.ሲ. እያ።