ጀርመን
መልክዕ
| ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. | ||||
|---|---|---|---|---|
| ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት | ||||
| ||||
|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Einigkeit und Recht und Freiheit (ብጀርመንኛ፦ «ሓድነትን ፍትሕን ናጽነትን») | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ Das Lied der Deutschen (ብጀርመንኛ፦ «ደርፊ ጀርመናውያን») | ||||
| ርእሰ ከተማ |
በርሊን 52°31′00″ሰ 13°23′00″ምብ / 52.516666666667, 13.383333333333 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ጀርመንኛ | |||
| ዜግነት ህዝቢ | ጀርመናዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ | |||
| • ፕረዚደንት | ፍራንክ-ቫልተር ሽታይንማየር | |||
| • ቻንስለር | ኦላፍ ሾልዝ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | Bundesrat y Bundestag | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 357,022 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2020) | 80,159,662 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
| ዞባ ግዜ | CET (UTC +1) | |||
| ኮድ ኣይሶ | 276 / DEU / DE | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .de | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | GER | |||
ጀርመን (ብጀርመንኛ፦ Deutschland፣ ኣደማምጻ፦ /ዶችላንድ/ (
ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን (ብጀርመንኛ፦ Bundesrepublik Deutschland ኣደማምጻ፦ /ቡንደስረፑብሊክ ዶችላንድ/ (
ስማዕ))፣ ኣብ ማእከላይ ሰሜናዊ ኤውሮጳ እትርከብ ብሰሜን ብወገን ምስ፣ ደንማርክ፣ ብወገን ምብራቕ ምስ ፖላንድ፣ ብምብራቕ ምስ ሪፓብሊክ ቸክ፣ ብደቡባዊ ምስ ኣውስትርያን ስዊዘርላንድ ብምዕራብ ምስ ፈረንሳን በልጅዩምን ሉክሰምበርግን፤ ከምኡውን ኔዘርላንድ እትዳውብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ በርሊን እያ።
ጀርመን ብኣዝዩ ጸቡቕ ኣካያይዳ ዘለዎ፣ ንናእሽቱ መንእሰያት ኣብ ስራሕ ትምህርቶም ከድህቡ ዝጸቅጥ ተረርቲ ሕግታት ኣለዋ። ኣብ ጀርመን ሓደ ትሕቲ 18 ዓመት ከም መኪና፣ ኣሰንበድቲ ፊልምታት ወልፍታት ሽጋራ ናይ ሓንቲ ስድራ ምስካም`ውን ንትሕቲ ዕድመ ህጻናት ኣይፍቀድን እዩ.
መደባት፦
- Pages with script errors
- ዊኪፐድያ:ጽቡቕ ጽሑፋት ኣብ ካልኦት ሕታማት ዊኪፐድያ
- ዊኪፐድያ:ፍሉያት ጽሑፋት ኣብ ካልኦት ሕታማት ዊኪፐድያ
- ዊኪፐድያ:ፍሉያት ጽሑፋት ኣብ ዊኪፐድያ ብእንግሊዝኛ
- ዊኪፐድያ:ፍሉያት ጽሑፋት ኣብ ዊኪፐድያ ብኮርይኛ
- ዊኪፐድያ:ፍሉያት ጽሑፋት ኣብ ዊኪፐድያ ብኤስፐራንቶ
- ዊኪፐድያ:ጽቡቕ ጽሑፋት ኣብ ዊኪፐድያ ብስጳንኛ
- ዊኪፐድያ:ፍሉያት ጽሑፋት ኣብ ዊኪፐድያ ብፖርቱጊዝኛ
- ዊኪፐድያ:ፍሉያት ጽሑፋት ኣብ ዊኪፐድያ ብኣፍሪካንስ
- Wikipedia:Articles with text in other languages
- ጀርመን
- ሃገራት ኤውሮጳ