ግብጺ
መልክዕ
| ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (ዓረብኛ) | ||||
|---|---|---|---|---|
| ኣባል ሃገር ሕብረት ኣፍሪቃ | ||||
| ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (ዓረብኛ፦ 'ሃገረይ፣ ሃገረይ፣ ሃገረይ') | ||||
| ርእሰ ከተማ |
30°02′40″ሰ 31°14′09″ምብ / 30.044444444444, 31.235833333333 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋታት | ዓረብኛን ግብጻዊ ዓረብኛን | |||
| ዜግነት ህዝቢ |
ግብጻዊ/ -ት ምስራዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
| • ፕረዚደንት | ዓብደል ፋታሕ ኣል-ሲሲ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | Parliament of Egypt | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 1,010,408 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2021) | 102,674,145 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ግብጻዊ ፓውንድ (EGP) | |||
| ዞባ ግዜ | EAT (UTC +2) | |||
| ኮድ ኣይሶ | 818 / EGY / EG | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .egን .مصرን | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | EGY | |||
|
ኣባልነት
| ||||
ግብጺ፣ ወይ ምስሪ (ብዓረብኛ፦ مصر፤ ብቅብጢ፦ Ⲭⲏⲙⲓ)፣ ብወግዒ ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ (ብዓረብኛ፦ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ስግረ-ኣህጉራዊት ልኡላዊት ሃገር እያ። መብዛሕትኡ ኣብ ጫፍ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትርከብ እንከላ፣ ኣብ ኤስያ ድማ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲና ትርከብ። ብደቡብ ምስ ሱዳን፣ ብምዕራብ ምስ ሊብያ፣ ብሰሜናዊ ምብራቕ ድማ ምስ ጋዛ (ፍልስጤም)ን እስራኤልን ትዳወብ። ብሰሜን ምስ ማእከላይ ባሕሪ ብደቡባዊ ምብራቕ ድማ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ትዳወብ።
ዳርጋ ፍርቂ ግብጻውያን ኣብ ከተማታት ይነብሩ፣ ብፍላይ ኣብተን ጽዑቕ ህዝቢ ዝነብረለን ማእከላት ካይሮን፣ ርእሰ ከተማኣ፣ እስክንድርያን ይነብሩ።