ጾመ ነነዌ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ጾመ ነነዌ:

ልክዕ ድሕሪ 4 ኣዋርሕ፡ ዕለት 6 የካቲት፡ ጾመ ነነዌ ይኸውን። ኵሉግዜ ሰኑይ ኢዩ። ምኽንያቱ፡ ኣብ’ተን 4 ኣዋርሕ፡ ዕለት 6፡ በብ2 መዓልቲ ኣብ ወርሒ ሕሳብ፡ ብ8 መዓልቲ ንቕድሚት ስለ ዚኸይድ። ነነዌ መሰረት ናይ ኣጽዋማትን በዓላትን ኢዩ።