ፈረንሳ
| ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.) | ||||
|---|---|---|---|---|
| ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት | ||||
| ||||
|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Liberté, égalité, fraternité («ሓርነት፣ ማዕርነት፣ ሕውነት») | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Marseillaise | ||||
| ርእሰ ከተማ |
ፓሪስ 48°51′24″ሰ 2°21′08″ምብ / 48.856666666667, 2.3522222222222 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ፈረንሳይኛ | |||
| ዜግነት ህዝቢ | ፈረንሳዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
| • ፕረዚደንት | ኤማንዌል ማክሮን | |||
| • ቀዳማይ ሚኒስተር | ጂን ካስተክስ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | ፈረንሳዊ ፓርላማ | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 640,679 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| • ማይ (%) | 0.86 | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2021) | 67,413,000 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
| ዞባ ግዜ | UTC +1 | |||
| • ኣብ ክረምቲ | UTC +2 | |||
| ኮድ ኣይሶ | 250 / FRA / FR | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .fr | |||
| ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +33 | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | FRA | |||
|
ኣባልነት
| ||||
ፈረንሳ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /ፍራንስ/ (
ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ዓይነት መንግስቲ ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ እያ፣ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ስግረ ኣህጉራዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ፓሪስ እያ።