ትግራይ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝርከብ ክልል እዩ። ማእኸል ትግራይ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ እንትኸውን፣ ሰሜን ትግራይ ከዓ ኣብ ኤርትራ ከበሳ ዝበሃል ከባቢ እዩ።