ሓረጋት:
ንበቡ!
እቲ ወዲ'ቲ
እታ ጓል'ቲኣ
እቶም ዓቢ ሰብኣይ
እተን ዓባይ ሰበይቲ
ትማሊ ዝረአናዮ ወዲ
ጽባሕ እንኸዶ ቦታ
ድሕረይ ዝነበረት ጓል
ቅድመኻ ዝነበረ ቈልዓ
እቲ ሕሱም ከልቢ
እዘን ክልተ ኣዋልድ
ንሕናን ንሳቶምን
ሓጺርን ረጒድን
ነዊሕን ቀጢንን
ህዉኽን ቅልጡፍን
እናጐየየ ከይዱ
እናዘለለ መጺኡ
እናበልዐ የንብብ
እናጸሓፈ ይዛረብ
ብየማኑን ብጸጋሙን
ብላዕልን ብታሕትን
ሰማይን ምድርን
ኣብ ዓድን ኣብ ባሕርን
ንፉዕ ምስ ሕማቕ
ዓቃል ምስ ህዉኽ
ዝሑል ምስ ውዑይ
ብሩኽዶ ርጉም
ጥዑይዶ ሕሙም
ህኩይዶ ትጉህ
ዝተሰብረ ምዕራይ
ዝረስሐ ምጽራይ
በቃቕ ኣንጭዋ
ነብርን ወኻርያን
ኣንበሳን ድብን
ኣቦን ወድን ኣድጎምን
ኣንበሳን ኣንጭዋን
ዘይሓስብ ነጋዳይ
ፈታው ወርቂ ንጉስ
ዳሞንን ፒቲያስን