ባንዴራ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ባንዴራ ወይ ሰንደቕ ዕላማ ማለት፣ ብዝተፈላለየ ሕብርታት ኣብ ጨርቂ ዝተሳእለ እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ድማ፣ መልእኽቲ ዘለዎ እዩ።