ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
No edit summary
No edit summary
መስመር 13፦ መስመር 13፦
|መራሕቲ_ስም = [[ኢሳያስ ኣፍወርቂ]]
|መራሕቲ_ስም = [[ኢሳያስ ኣፍወርቂ]]
|ሃገራዊ_ቋንቋታት = ትግርኛ፣ ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ
|ሃገራዊ_ቋንቋታት = ትግርኛ፣ ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ
|ናይ_ሰባት_ብሄር = ኤርትራዊ/ት
|መሬት_ሰፊሕ = 117,600
|መሬት_ሰፊሕ = 117,600
|መሬት_ሰፊሕ_ከዓለም = 99
|መሬት_ሰፊሕ_ከዓለም = 99

Revision as of 08:07, 30 መጋቢት 2020

ኤርትራ
ርእሰ ከተማ ኣስመራ
15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
 • ሃገራዊ ቋንቋታት ትግርኛ፣ ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ERI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኤርትራ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ ኣፍሪቃ) ትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቅ

ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ። ርእሲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ

ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ። ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ። ባጤራ ናይ ኤርትራ

ድማ ናቅፋ (ባጤራ)ተባሂሉ ይጽዋዕ። ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ። ኣብ ኤርትራ

2 ዓይነት ሃይማኖት ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ ኣስላምክርስትናን እየን።