ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
No edit summary
No edit summary
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
መስመር 24፦ መስመር 24፦
}}
}}


'''ኤርትራ''' ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ [[ኣፍሪቃ]]) ትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ [[ሱዳን]]፣ ብሰሜን-ምብራቅ
'''ኤርትራ''' ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ [[ኣፍሪቃ]]) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ [[ሱዳን]]፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ [[ቀይሕ ኣደባባይ|ቀይሕ ባሕሪ]]፣ ብደቡብ ምስ [[ኢትዮጵያ]]፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ [[ጂቡቲ]] ትዳወብ።


ምስ [[ቀይሕ ኣደባባይ|ቀይሕ ባሕሪ]]፣ ብደቡብ ምስ [[ኢትዮጵያ]]፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ [[ጂቡቲ]] ትዳወብ። [[ርእሲ ከተማ]] ናይ ኤርትራ [[ኣስመራ]]
[[ርእሲ ከተማ]] ናይ ኤርትራ [[ኣስመራ]] ትበሃል።
ኣብ [[ዞባ ማእከል]] ድማ ትርከብ።


ትበሃል። ኣብ [[ዞባ ማእከል]] ድማ ትርከብ። ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ። [[ባጤራ]] ናይ ኤርትራ
ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።


[[ባጤራ]] ናይ ኤርትራ ድማ [[ናቅፋ (ባጤራ)]]ተባሂሉ ይጽዋዕ።
ድማ [[ናቅፋ (ባጤራ)]]ተባሂሉ ይጽዋዕ። ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ [[ትግርኛ]] ይዝረብ። ኣብ ኤርትራ


ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ [[ትግርኛ]] ይዝረብ።
2 ዓይነት [[ሃይማኖት]] ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ [[ኣስላም]]ን [[ክርስትና]]ን እየን።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት [[ሃይማኖት]] ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ [[ኣስላም]]ን [[ክርስትና]]ን እየን።


[[Category:ሀገራት]]
[[Category:ሀገራት]]

Revision as of 23:22, 27 ሚያዝያ 2020

ኤርትራ
ርእሰ ከተማ ኣስመራ
15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
 • ሃገራዊ ቋንቋታት ትግርኛ፣ ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ERI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኤርትራ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ ኣፍሪቃ) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ።

ርእሲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።

ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

ባጤራ ናይ ኤርትራ ድማ ናቅፋ (ባጤራ)ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት ሃይማኖት ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ ኣስላምክርስትናን እየን።