ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
No edit summary
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
No edit summary
መፈለጥታታትኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit
መስመር 12፦ መስመር 12፦
|መራሕቲ_መዓርግ = ፕረሲደንት
|መራሕቲ_መዓርግ = ፕረሲደንት
|መራሕቲ_ስም = [[ኢሳያስ ኣፍወርቂ]]
|መራሕቲ_ስም = [[ኢሳያስ ኣፍወርቂ]]
|ሃገራዊ_ቋንቋታት = ትግርኛ፣ ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ
|ሃገራዊ_ቋንቋታት = [[ትግርኛ]]፣ [[ዓረብኛ]]፣ [[እንግሊዝኛ]]
|ናይ_ሰባት_ብሄር = ኤርትራዊ/ት
|ናይ_ሰባት_ብሄር = ኤርትራዊ/ት
|መሬት_ሰፊሕ = 117,600
|መሬት_ሰፊሕ = 117,600

Revision as of 08:56, 13 ሰነ 2020

ኤርትራ
ርእሰ ከተማ ኣስመራ
15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
 • ሃገራዊ ቋንቋታት ትግርኛዓረብኛእንግሊዝኛ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ERI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኤርትራ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ ኣፍሪቃ) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ።

ርእሲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።

ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

ባጤራ ናይ ኤርትራ ድማ ናቅፋ (ባጤራ)ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት ሃይማኖት ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ ኣስላምክርስትናን እየን።