ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
No edit summary
No edit summary
መስመር 13፦ መስመር 13፦
| ኣርእስቲ_መራሒ1 = ፕረዚደንት
| ኣርእስቲ_መራሒ1 = ፕረዚደንት
| ሽም_መራሒ1 = [[ኢሳይያስ ኣፍወርቂ]]
| ሽም_መራሒ1 = [[ኢሳይያስ ኣፍወርቂ]]
| ሓጋጊ_ኣካል = ሃገራዊ ባይቶ
| መሰረት = [[ናጽነት]]
| መሰረት = [[ናጽነት]]
| ምዕራፋት_መሰረት = &nbsp;• [[ብተግባር]]<br />&nbsp;• [[ብሕጊ]]<br />
| ምዕራፋት_መሰረት = &nbsp;• [[ብተግባር]]<br />&nbsp;• [[ብሕጊ]]<br />

Revision as of 19:07, 23 ነሓሰ 2020

ኤርትራ




ሃገራዊ መዝሙርኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ

ርእሰ ከተማ ኣስመራ
15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ

ዋላ'ኳ።

ናይ ስራሕ ቋንቋታት፦ ትግርኛዓረብኛኢጣልያንኛ፣ ወዘተ።[1]
ዓይነት መንግስቲ ኣሃዱኣዊ ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
ካብ ኢትዮጵያ
24 ግንቦት 1991
24 ግንቦት 1993
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 6,081,196 ተቐመጥቲ
ባጤራ ናቅፋ
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ERI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኤርትራ፣ ወግዓዊ ሃገረ ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ ኣፍሪቃ) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ።

ርእሲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።

ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

ባጤራ ናይ ኤርትራ ድማ ናቅፋ (ባጤራ)ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት ሃይማኖት ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ ኣስላምክርስትናን እየን።

መወከሲታት

  1. https://www.ethnologue.com/country/ER/languages