ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»
Content deleted Content added
No edit summary |
No edit summary |
||
መስመር 49፦ | መስመር 49፦ | ||
<references /> |
<references /> |
||
[[መደብ:ሃገራት ኣፍሪቃ]] |
|||
[[Category:ሀገራት]] |
Revision as of 20:21, 28 ነሓሰ 2020
ኤርትራ | ||||
---|---|---|---|---|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ ዓወት ንሓፋሽ | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ | ||||
ርእሰ ከተማ |
ኣስመራ 15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ዋላ'ኳ[1] (ናይ ስራሕ ቋንቋታት ርኣይ) | |||
• ሃገራዊ ቋንቋታት |
ትግርኛ ቤጃ ትግረ ኩናማ ሳሆ ብሊን ናራ ዓፋር | |||
ቋንቋታት ስራሕ |
ትግርኛ ዓረብኛ እንግሊዝኛ[2] | |||
ካልእ ቋንቋ | ኢጣልያንኛ | |||
ዓይነት መንግስቲ | ኣሃዱኣዊ ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ባይቶ | |||
ናጽነት |
ካብ ኢትዮጵያ 24 ግንቦት 1991 24 ግንቦት 1993 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 6,081,196 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ናቅፋ | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ERI | |||
ኤርትራ፣ ወግዓዊ ሃገረ ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ (ቀርኒ ኣፍሪቃ) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ።
ርእሲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።
ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።
ባጤራ ናይ ኤርትራ ድማ ናቅፋ (ባጤራ)ተባሂሉ ይጽዋዕ።
ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።
ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት ሃይማኖት ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ ኣስላምን ክርስትናን እየን።