ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
ንእ Reverted edits by 2605:6440:1003:0:0:0:0:1C3C (talk) to last revision by Praxidicae
መፈለጥታተመለስ
No edit summary
መስመር 22፦ መስመር 22፦
| ምዕራፋት_መሰረት =  • [[ብተግባር]]
• [[ብሕጊ]]
| ምዕራፋት_መሰረት =  • [[ብተግባር]]
• [[ብሕጊ]]
| ዕለታት_መሰረት = ካብ [[ኢትዮጵያ]]
24 ግንቦት 1991
24 ግንቦት 1993
| ዕለታት_መሰረት = ካብ [[ኢትዮጵያ]]
24 ግንቦት 1991
24 ግንቦት 1993
| ናይ_ሰባት_ዜግነት = ኤርትራዊ/ -
| ናይ_ሰባት_ዜግነት = ኤርትራዊ/ት
| ሰፊሕ_መሬት = 117600
| ሰፊሕ_መሬት = 117600
| ሰፊሕ_መሬት_ቦታ = 99
| ሰፊሕ_መሬት_ቦታ = 99
መስመር 34፦ መስመር 34፦

'''ኤርትራ'''፣ ወግዓዊ '''ሃገረ ኤርትራ'''፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቅ ([[ቀርኒ ኣፍሪቃ]]) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ [[ሱዳን]]፣ ብሰሜን-ምብራቅ ምስ [[ቀይሕ ኣደባባይ|ቀይሕ ባሕሪ]]፣ ብደቡብ ምስ [[ኢትዮጵያ]]፣ ብደቡብ-ምብራቅ ምስ [[ጂቡቲ]] ትዳወብ።
'''ኤርትራ'''፣ ወግዓዊት '''ሃገረ ኤርትራ'''፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ([[ቀርኒ ኣፍሪቃ]]) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ [[ሱዳን]]፣ ብሰሜን-ምብራቕ ምስ [ቀይሕ ባሕሪ]፣ ብደቡብ ምስ [[ኢትዮጵያ]]፣ ብደቡብ-ምብራቕ ምስ [[ጂቡቲ]] ትዳወብ።

[[ርእሲ ከተማ]] ናይ ኤርትራ [[ኣስመራ]] ትበሃል።
[[ርእሲ ከተማ]] ናይ ኤርትራ [[ኣስመራ]] ትበሃል።
መስመር 41፦ መስመር 41፦
ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።
ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

[[ባጤራ]] ናይ ኤርትራ ድማ [[ናቅፋ (ባጤራ)]]ተባሂሉ ይጽዋዕ።
[[ባጤራ]] ናይ ኤርትራ ድማ [[ናቕፋ (ባጤራ)]]ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ [[ትግርኛ]] ይዝረብ።
ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ [[ትግርኛ]] ይዝረብ።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት [[ሃይማኖት]] ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ [[ኣስላም]]ን [[ክርስትና]]ን እየን።
ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት [[ሃይማኖት]] ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ [[እስልምና]]ን [[ክርስትና]]ን እየን።

==መወከሲታት==
==መወከሲታት==

Revision as of 12:29, 22 ታሕሳስ 2020

ኤርትራ
ናይ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣባል ሃገር

ሃገራዊ ጭርሖ፦ ዓወት ንሓፋሽ
ሃገራዊ መዝሙርኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ

ርእሰ ከተማ ኣስመራ
15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ዋላ'ኳ[1] (ናይ ስራሕ ቋንቋታት ርኣይ)
• ሃገራዊ ቋንቋታት ትግርኛ
ቤጃ
ትግረ
ኩናማ
ሳሆ
ብሊን
ናራ
ዓፋር
ቋንቋታት ስራሕ ትግርኛ
ዓረብኛ
እንግሊዝኛ[2]
ካልእ ቋንቋ ኢጣልያንኛ
ዓይነት መንግስቲ ኣሃዱኣዊ ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
ካብ ኢትዮጵያ
24 ግንቦት 1991
24 ግንቦት 1993
ብዝሒ ህዝቢ
• ግምት (2020) 6081196 ተቐመጥቲ
ባጤራ ናቅፋ
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ERI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኤርትራ፣ ወግዓዊት ሃገረ ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ (ቀርኒ ኣፍሪቃ) እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቕ ምስ [ቀይሕ ባሕሪ]፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቕ ምስ ጂቡቲ ትዳወብ።

ርእሲ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።

ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

ባጤራ ናይ ኤርትራ ድማ ናቕፋ (ባጤራ)ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።

ኣብ ኤርትራ 2 ዓይነት ሃይማኖት ኣለዋ። ንሳተን ድማ፣ እስልምናክርስትናን እየን።

መወከሲታት

1. https://web.archive.org/web/20110503234856/http://www.shaebia.org/constitution.html#CHAP1_
2. http://www.shabait.com/about-eritrea/eritrea-at-a-glance/49-eritrea-at-a-glance