ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ኤርትራ»

Content deleted Content added
mebale hager
ንእ Reverted edits by 95.118.108.8 (talk) to last revision by 92.40.184.223
መፈለጥታተመለስ
መስመር 104፦ መስመር 104፦
}}
}}


ኤርትራ 2 ዓይነታት [[ሃይማኖት]] ኣለዋ፣ ንሳተን ድማ፣ [[ክርስትና]]<references />
ኤርትራ 2 ዓይነታት [[ሃይማኖት]] ኣለዋ፣ ንሳተን ድማ፣ [[ክርስትና]] [[ምስሊም]]ን እየን።

== መወከሲታት ==
<references />


[[መደብ:ኤርትራ]]
[[መደብ:ኤርትራ]]

Revision as of 20:17, 21 መጋቢት 2021

ኤርትራ
ናይ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣባል ሃገር




ሃገራዊ ጭርሖ፦ ዓወት ንሓፋሽ
ሃገራዊ መዝሙርኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ

ርእሰ ከተማ
ፋይል:AsmaraMunicipality.jpg
ኣስመራ
15°20′00″ሰ 38°55′00″ምብ / 15.333333333333, 38.916666666667 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ዋላ'ኳ[1] (ቋንቋታት ስራሕ ርኣይ)
 • ሃገራዊ ቋንቋታት ትግርኛ
ቤጃ
ትግረ
ኩናማ
ሳሆ
ብሊን
ናራ
ዓፋር
ቋንቋታት ስራሕ ትግርኛ
ዓረብኛ
እንግሊዝኛ[2]
ካልእ ቋንቋ ኢጣልያንኛ
ዜግነት ህዝቢ ኤርትራዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ኣሃዱኣዊ ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
ካብ ኢትዮጵያ
24 ግንቦት 1991
24 ግንቦት 1993
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 117,600 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0,14
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 6,081,196 ተቐመጥቲ
ባጤራ ናቕፋ (ERN)
ዞባ ግዜ UTC +3
ዓውዲ ኢንተርነት .er
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ +291
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ERI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኤርትራ፣ ወግዓዊት ሃገረ ኤርትራ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር እያ። ብስሜን-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜን-ምብራቕ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡብ-ምብራቕ ምስ ጅቡቲ ትዳወብ።

ርእሰ ከተማ ናይ ኤርትራ ኣስመራ ትበሃል። ኣብ ዞባ ማእከል ድማ ትርከብ።

ኤርትራ ኣስታት 6.000.000 ሚልዮን ህዝቢ ይርከብዋ።

ባጤራ ናይ ኤርትራ ድማ ናቕፋ ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ። ብብዝሒ ድማ ቋንቋ ትግርኛ ይዝረብ።

ምምሕዳራዊ ክፍላት

ኤርትራ ብሽድሽተ ምምሕዳራዊ ዞባታት ዝተመቕላ'ያ።

ዞባታት ኤርትራ
ዞባታት ኤርትራ
ዞባ ስፍሓት መሬት (ትርብዒት ኪ.ሜ.) ብዝሒ ህዝቢ ርእሰ ከተማ
ማእከል 1,300 1,053,254 ኣስመራ
ዓንሰባ 23,200 893,587 ከረን
ጋሽ ባርካ 33,200 1,103,742 ባረንቱ
ደቡብ 8,000 1,476,765 መንደፈራ
ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ 27,800 897,454 ምጽዋዕ
ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 27,600 398,073 ዓሰብ

ስነ ህዝቢ

ሃይማኖት

ሃይማኖት ኣብ ኤርትራ (2020)[3]
ሃይማኖት ሚእታዊት
ክርስትና
  
62.9 %
ምስልምና
  
36.6 %
ካልኦት ሃይማኖታት
  
0.4 %
ዋላ'ኳ
  
0.1 %


ኤርትራ 2 ዓይነታት ሃይማኖት ኣለዋ፣ ንሳተን ድማ፣ ክርስትናምስሊምን እየን።

መወከሲታት

  1. https://web.archive.org/web/20110503234856/http://www.shaebia.org/constitution.html#CHAP1_
  2. http://www.shabait.com/about-eritrea/eritrea-at-a-glance/49-eritrea-at-a-glance
  3. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).