ፓራጓይ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ፓራጓይ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖPaz y justicia
(«ሰላምን ፍትሒን»)
ሃገራዊ መዝሙርHimno nacional del Paraguay

ርእሰ ከተማ Asunción
25°18′00″ደ 57°38′00″ምዕ / -25.3, -57.633333333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ስጳንኛጓራኒ
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል Congress of Paraguay ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ብተግባር
 • ምእዋጅ
 • ምቕባል
ካብ ስጳኛ
14 ግንቦት 1811
25 ሕዳር 1842
10 መስከረም 1880
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 7191685 ተቐመጥቲ
ባጤራ ጓራኒ (₲)
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ PAR ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ፓራጓይ (ብስጳንኛParaguay)፣ ወግዓዊ ሪፓብሊክ ፓራጓይ (ብስጳንኛ፦ República del Paraguay፤ ብጓራኒTetã Paraguái)፣ ኣብ ማእከላይ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ኣሱንስዮን እያ።