ኣጻብዕ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ኣመልካቲቶ ኣጻብዕ

ኣጻብዕቲ፣ ናይ ደቂ ሰባትን ካልኦት እንስሳታትን ናይ ኢድን እግርን ዞባ ርሑቕ ክፋላት እዮም። ቅርጺ፣ ዓቐን፣ እልመትን ሙቐትን ሓደ ነገር ከድንቑ ዝኽእሉ ዓሰርተ ጫፋት ኣካላት እውን እዮም።

ወዲ ሰብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኢዱ ሓሙሽተ ኣጻብዕቲ ዘለዎ ኮይኑ ዓባይ ዓባይቶኣመልካቲቶማእከለይቶቀለቤቶሕንጥሊቶን ይበሃሉ።