ኬንያ

From Wikipedia
Jump to: navigation, ድሉይ
ሰንደቕ ዕላማ (ባንዴራ)
Kenya in its region (de-facto).svg

ኬንያ ሓንቲ ሪፓብሊካዊት ሃገር እያ፡ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ'ውን ትርከብ። ኬንያ ብሸነኽ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ቅናት ምድሪ ትርከብ። ምስ ሓሙሽተ ሃገራት'ውን ትዳወብ፤ ብሰሜን ምስ ኢትዮጵያ፡ ብሰሜናዊ ምብራቕ ምስ ሶማልያ፡ ብደቡብ ምስ ታንዛንያ፡ ብምዕራብ ምስ ዩጋንዳ ከምኡ'ውን ምስ ቀላይ ቪኢክቶሪያ ትዳወብ። ርእሲ ክተማ ኬንያ ናይሮቢ (Nairobi) ትብሃል። ኬንያ ሓንቲ ካብተን ብዝተፈላለዩ ዓይነት እንስሳታት በረኻን ንእኦም'ውን ዝተሓዝኤ ቦታታትን በረኻታትን ዝመልኣን ዝሃብተማን ሃገራት ኣፍሪቃ እያ።