ጀርመን

ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን
Bundesrepublik Deutschland
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖEinigkeit und Recht und Freiheit
(ብጀርመንኛ፦ «ሓድነትን ፍትሕን ናጽነትን»)
ሃገራዊ መዝሙርDas lied der Deutschen
(ብጀርመንኛ፦ «ደርፊ ጀርመናውያን»)

ርእሰ ከተማ በርሊን
50°44′02″ሰ 7°05′59″ምብ / 50.733888888889, 7.0997222222222 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ጀርመንኛ
ዜግነት ህዝቢ ጀርመናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ፍራንክ-ቫልተር ሽታይንማየር
 • ቻንስለር ኦላፍ ሾልዝ
ሓጋጊ ኣካል Bundesrat
Bundestag of Germany ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 357,022 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 1.27
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 80,159,662 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ዞባ ግዜ CET (UTC +1)
ኮድ ኣይሶ 276 / DEU / DE
ዓውዲ ኢንተርነት .de
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +49
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ GER ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ጀርመን (ብጀርመንኛ፦ Deutschlandኣደማምጻ፦ /ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን (ብጀርመንኛ፦ Bundesrepublik Deutschland ኣደማምጻ፦ /ቡንደስረፑብሊክ ዶችላንድ/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ማእከላይ ሰሜናዊ ኤውሮጳ እትርከብ ብሰሜን ብወገን ምስ፣ ደንማርክ፣ ብወገን ምብራቕ ምስ ፖላንድ፣ ብምብራቕ ምስ ሪፓብሊክ ቸክ፣ ብደቡባዊ ምስ ኣውስትርያስዊዘርላንድ ብምዕራብ ምስ ፈረንሳበልጅዩምሉክሰምበርግን፤ ከምኡውን ኔዘርላንድ እትዳውብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማበርሊን እያ።

ሕጊ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ጀርመን ብኣዝዩ ጸቡቕ ኣካያይዳ ዘለዎ፣ ንናእሽቱ መንእሰያት ኣብ ስራሕ ትምህርቶም ከድህቡ ዝጸቅጥ ተረርቲ ሕግታት ኣለዋ። ኣብ ጀርመን ሓደ ትሕቲ 18 ዓመት ከም መኪና፣ ኣሰንበድቲ ፊልምታት ወልፍታት ሽጋራ ናይ ሓንቲ ስድራ ምስካም`ውን ንትሕቲ ዕድመ ህጻናት ኣይፍቀድን እዩ.