ሃገር

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ሃገር ማለት ብሓደ ብህዝቢ ዝተምረጸ መንግስቲ ወይ በዓል ስልጣን እትመሓደር ብርእሳ ወይ ብ ካብ ካብኣ ብወተሃደራዊ ወይ ውን ቆጠባዊ ዝሕይላ እትመህደር ግን ከኣ ናይ ባዕላ ኣካይዳ ሕግን ቅዋምን ዘለዋ እያ።