ሓገዝ:መእተዊ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ኣብ ዊኪበድያ ኩሉ ሰብ ኣብ ናይ ትግርኛ ምዕባለ ክትሓጋገዝ ኣለዎ። እቲ ዝደለናዮ ከምቲ ብካልእ ቃንቃታት ቀልጥፍካ እቲ ትደልዮ ትሩጉም፥ ታሪክ፥ ዝተፋላለየ ቀልጥፍካ ትረክቦ ብትግርኛ ድማ ከምኡ ክንገብሮ ኣለና።