ማዕጾ:ኤርትራ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

መርዓት ጾሮና ኤርትራ- መርዓት ጾሮና ኣስታት 20 ደቒቕ ብእግሪ ንሸነቕ ደበባዊ ምብራቕ ካብ ከተማ ጾሮና ሪሒቓ ትርከብ ዓባይ እምባ ኢያ። እታ እምባ ሕዛእቲ ነብዑር ኮይና ተገልግል። ዳርጋ ፍርቂ ሎጎ ሳርዳ ድማ ናይዚ ተጠቀምቲ ኢዮም።