ሳንድቪከን

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ሳንድቪከን ሓንቲ ንእሽተይ  ከተማያ። ኣብ ዞባ ያቭለ ቦሪ ትመሓደር። ርእሳ ዝከኣለት ምምሕዳር ድማ ኣለዋ። ሳንድቪከን ብ 1862  ተምስሪታ። ሰለስተ ዓበይቲ ትካላት ናይ ሓጻዊን ከም ዒይነት ብረት ነይርዎም፣ክልተ ሽሕ (2000)ሰራሕተኛ ድማ ነይርዎም። መጓዓዝያ ድማ፣ ኣውቶቡስን፣ባቡርን ጽርግያ ናብ ያቭለ ፋሉን ኦክልቦ ወዘተ ዘኣመሰላ ከተማታት ይከዳ።

ዓበይቲ ትካላት ድማ ከም በዓል ኦጋ ጋዝ ፣እንዳ ሓጺን፣

ከምኡውን ዓበይቲ ዱካናት ከም በዓል ዊልስ፣ሊድል፣ኢካ፣ሮስታ፣ዶላር፣ኩብ ዝኣመሰሉ ዱካናት ኣለው።

ብዛዕባ ትምህርቲ ድማ መዋአል ህጻናት ፣መባአታ ፣ማአከላይ ቤትምህርቲ፣ ካልኣይ ደረጃ ከመኡ ውን ከም ክልኣይ ቋንቋ ሽወደን ናይ ስደተኛታት ቤት ትምህርቲ ኣሎዋ።