ቁጽሪ
መልክዕ
| 0123456789 | |
|---|---|
ቁጽሪ እዩ ሕሳባዊ ነገር ኔሩ ናብ ፍቕዲ, መስፈር , ድማ ምልክት. nኣብነት, 1,2,3,4,5.
| ብትግርኛ | ||
| 0 | ባዶ | |
| 1 | ፩ | ሓደ |
| 2 | ፪ | ክልተ |
| 3 | ፫ | ሰለስተ |
| 4 | ፬ | ኣርባዕተ |
| 5 | ፭ | ሓሙሽተ |
| 6 | ፮ | ሹዱሽተ |
| 7 | ፯ | ሸውዓተ |
| 8 | ፰ | ሾመንተ |
| 9 | ፱ | ትሽዓተ |
| 10 | ፲ | ዓሰርተ |
| 20 | ፳ | ዕስራ |
| 30 | ፴ | ሰላሳ |
| 40 | ፵ | ኣርብዓ |
| 50 | ፶ | ሓምሳ |
| 60 | ፷ | ስሳ |
| 70 | ፸ | ሰብዓ |
| 80 | ፹ | ሰማንያ |
| 90 | ፺ | ቴስዓ |
| 11 | ፲፩ | ዓሰርተ ሓደ |
| 12 | ፲፪ | ዓሰርተ ክልተ |
| 13 | ፲፫ | ዓሰርተ ሰለስተ |
| 14 | ፲፬ | ዓሰርተ ኣርባዕተ |
| 15 | ፲፭ | ዓሰርተ ሓሙሽተ |
| 16 | ፲፮ | ዓሰርተ ሹዱሽተ |
| 17 | ፲፯ | ዓሰርተ ሸውዓተ |
| 18 | ፲፰ | ዓሰርተ ሾመንተ |
| 19 | ፲፱ | ዓሰርተ ትሽዓተ |
| 21 | ፳፩ | ዕስራን ሓደን |
| 22 | ፳፪ | ዕስራን ክልተን |
| 23 | ፳፫ | ዕስራን ሰለስተን እዩ |
| 24 | ፳፬ | ዕስራን ኣርባዕተን እዩ |
| 25 | ፳፭ | ዕስራን ሓሙሽተን |
| 100 | ፻ | ሚእቲ |
| 500 | ፭፻ | ሓሙሽተ ሚእቲ |
| 1000 | ፲፻ | ሓደ ሺሕ |
| 5000 | ፶፻ | ሓሙሽተ ሺሕ |
| 1000000 | ሓደ ሚሊዮን |