ቋንቋ ፓሽቶ
መልክዕ
(ካብ «ቃንቃ ፓሽቶ» ተሰጋጊሩ)
| ፓሽቶ | ||
|---|---|---|
| پښتو | ||
|
| ||
| ዝዝረብ ኣብ |
| |
| ተዛረብቲ | 40-60 ሚልዮን | |
| ደረጃ | መበል 82 (ካብ ሰሜን)ን መበል 92 (ካብ ደቡብ)ን (ኤዝኖሎጅ, 2013) | |
| ስድራ ቤት |
ህንደ-ኤውሮጳዊ | |
| ጽሕፈት | ዓረብኛ ፊደል y ዓረብኛ (Pashto alphabet) | |
| ወግዓዊ ኩነት | ||
| ወግዓዊ ኣብ |
| |
| ዝቆጻጸሮ ብ |
ኣካዳሚ ስነ ፍልጠት ኣፍጋኒስታን ኣካዳሚ ፓሽቶ፣ ፓኪስታን | |
| ኮዳት | ||
| ኣይሶ 639-1 | ps | |
| ኣይሶ 639-2 | pus | |
| ኣይሶ 639-3 | pus | |
ፓሽቶ (پښتو)፣ ናይ ደቡብን ማእከላይን ኤስያ ናይ ፓሽቱናት ቋንቋ ኣደ እዩ። እዚ ቋንቋ እዚ ክፍሊ ምብራቓዊ ኢራናዊ ቋንቋታት እዩ፣ ብቐጥታ ድማ ካብ ቋንቋ ኣቨስትኛ እዩ ዝወርድ።