ኣፍጋኒስታን

Lua error in ሞድዩል:Infobox at line 320: attempt to concatenate field '?' (a nil value).

ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶافغانستان‎፣ ብዳሪ፦ افغانستان‎)፣ ብወግዒ እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶد افغانستان اسلامي امارت‎፣ ብዳሪ፦ امارت اسلامی افغانستان‎፣ ኣብ ኤስያ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ እትርከብ ኣኽራን ዝበዝሖ ሃገር እያ። ካቡል ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን እያ።