ቋንቋ ሃገር

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ቋንቋ ሃገር እዚ ኣምር’ዚ፡ ምስ’ቲ ብ1977 ኪትኣታተው ዝጀመረ ጽገና ቋንቋ-ሃገር ዝተባህለ ተተሓሒዙ ዝቘመ’ዩ። "ትምህርቲ ቋንቋ-ሃገር" ሕጂ "ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ" ተባሂሉ ይጽዋዕ ኣሎ። ሓደ ካብ ወለዲ ወይ መጕ ዚት፡ ቋንቋ-ኣደኦም ዘይሽወደን ምስ ዚኸውን፣ እሞ መዓልታዊ ምስ ውላ ዶም በቲ ቛንቋ’ቲ ዚዛረቡ ምስ ዚዀኑ፣ ቈልዑ ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ ኪወስዱ መሰል ኣሎዎም።