ቋንቋ ስጳንኛ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ስጳንኛ (español /ኤስፓኞል/) ወይ ካስቲልያንኛ (castellano /ካስተያኖ/) ካብ ላቲን ናይ ደረሰ ካብ ቋንቋ ሮማንስ ሓደ እዩ። ካብ 483 ሚልዮን ንላዕሊ ተዛረብቲ በሉ።