ቋንቋ እብራይስጢ
እብራይስጢ | ||
---|---|---|
עִבְרִית፣ /እቭሪት/ | ||
ዝዝረብ ኣብ | እስራኤልን ኣይሁዳዊ ማሕበረ-ሰባት ኣብ መላእ ዓለምን። | |
ተዛረብቲ | 8,049,300 (2015) | |
ስድራ ቤት | እብራይስጢ | |
ጽሕፈት | እብራይስጢ | |
ወግዓዊ ኩነት | ||
ወግዓዊ ኣብ |
![]() | |
ኮዳት | ||
ኣይሶ 639-1 | he | |
ኣይሶ 639-2 | heb | |
ኣይሶ 639-3 | heb | |
| ||
እብራይስጢ (ብእብራይስጢ፦ עִבְרִית፣ ኣደማምጻ፦ /እቭሪት/ ( ስማዕ))፣ ሓደ ካብ ሴማዊ ቋንቋታት ኮይኑ ካብ ዓለም አቲ ዝነውሐ ዕድመ ዘሎዎ ክሳብ ሕጂ ዝዝረብ ዘሎ ቋንቋ እዩ። ሞይቱ ዝተንሰአ ቋንቋ ተባሂሉ ውን ይጥቀስ። አዚ 24 ፊደላት ዘለዉዎ ቋንቋ አዚ አቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንመጀመርያ ግዜ ዝተጻሕፈሉ ቋንቋ አዩ። ቋንቋ እብራይስጢ ዝበዝሕ ቃላቱ ከም መብዛሕቶኦም ሴማዊ ቋንቋታት ብ ሰለስት ፊደላት ዝተሰረተ እዩ ። ምስ ግዕዝ፣ ትግርኛ፣ ትግረ(ትግራይት)፣ ኣምሓርኛ፣ ኣራማይስጢ፣ ዓረብን ዝኣመሰኡ ሴማውያን ቛንቋታት ድማ ደሓን ዝኾነ ተመሳሳልነት ኣለዎ።
ፊደላት እብራይስጢ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]
א = ኣሌፍ | ב = ቤት | ג= ጊመል | ד = ዳለጥ | ה= ሀይ | ו= ዋው | ז= ዛይን | ח = ሔጥ | ט = ጤት | י= ዮድ | כ= ኻፍ |
ל= ላሜድ | נ= ኑን | ס= ሳሜኽ | מ= ሜም | ע= ዓይን | פ= ፐ\ፈ | צ= ጻዴ | ק= ቆፍ | ר= ረሽ | ש= ሺን | ת= ታቭ |