ቋንቋ ፓሽቶ
Appearance
(ካብ ቛንቋ ፓሽቶ ተሰጋጊሩ)
ፓሽቶ | ||
---|---|---|
پښتو | ||
ዝዝረብ ኣብ |
ኣፍጋኒስታን ፓኪስታን | |
ተዛረብቲ | 40-60 ሚልዮን | |
ደረጃ | መበል 82 (ካብ ሰሜን)ን መበል 92 (ካብ ደቡብ)ን (ኤዝኖሎጅ, 2013) | |
ስድራ ቤት | ፓሽቶ | |
ጽሕፈት | ዓረብኛ ፊደል ከምኡ’ውን ዓረብኛ (Pashto alphabet) | |
ወግዓዊ ኩነት | ||
ወግዓዊ ኣብ | ኣፍጋኒስታን | |
ዝቆጻጸሮ ብ |
ኣካዳሚ ስነ ፍልጠት ኣፍጋኒስታን ኣካዳሚ ፓሽቶ፣ ፓኪስታን | |
ኮዳት | ||
ኣይሶ 639-1 | ps | |
ኣይሶ 639-2 | pus | |
ኣይሶ 639-3 | pus | |
ፓሽቶ (پښتو)፣ ናይ ደቡብን ማእከላይን ኤስያ ናይ ፓሽቱናት ቋንቋ ኣደ እዩ። እዚ ቋንቋ እዚ ክፍሊ ምብራቓዊ ኢራናዊ ቋንቋታት እዩ፣ ብቐጥታ ድማ ካብ ቋንቋ ኣቨስትኛ እዩ ዝወርድ።