ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ቬኒስያዊ ነጋዳይ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ነጋዳይ ቬኒስ ኣብ መበል 16 ክፍለ ዘመን ብዊልያም ሸክስፒር ዝተጻሕፈት ተዋስኦ ኮይና፡ ብዛዕባ ሓደ ኣንቶንዮ ዝተባህለ ቬነስያዊ ነጋዳይ፡ ካብ ሓደ ነጋዳይ ዝተለቅሖ ዓቢ ዕዳ ክመልስ ዘይክእል ፡ ብወለድ ገንዘብ ኣብ ምልቃሕ ዝነጥፍ ዝነበረ ኣይሁዳዊ ፡ ሻይሎክ ይበሃል። እታ ተዋስኦ ኣብ 1596 - 1599 ከም ዝተደርሰት ይእመን። ኣብ ቀዳማይ ፎልዮ ከም ኮሜዲ ተመዲባ ምስ ካልኦት ፍቕራዊ ኮሜዲታት ሸክስፒር ገለ ምምስሳል እኳ እንተሃለዋ፡ እታ ተዋስኦ ግን ብድራማዊ ትርኢታታ ዝያዳ ትዝከር፤ እቲ ዝያዳ ፍሉጥ ሻይሎክን ብዛዕባ ሰብኣውነት ዝሃቦ ፍሉጥ መደረን ፡ ዓይኒ ዘይብሎም ኣይሁድ? ካልእ ፍሉጥ ትርኢት ድማ ሞኖሎግ ፖርትያ The Quality of Mercy .