ትራያኑስ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ትራያኑስ

ትራያኑስ ላቲን፦ Imperator Caesar Nerva Traianus Divi Nervae filius Augustus) (ካብ53 ዓ.ም. ክሳዕ117 ዓ.ም.) ካብ98 ዓ.ም. ክሳዕ 117 ዓ.ም. ንጉስ ግዝኣት ሮማ ዝነበረ።