ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ዊኪፐድያ ብትግርኛ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ ትግርኛ ዊኪፐድያ ተሰጋጊሩ)
ዊኪፐድያ ብትግርኛ

ኣርማ ዊኪፐድያ ብትግርኛ
ቋንቋ ትግርኛ
ዕለተ ፍጥረት 24 ለካቲት 2004 (20 ዓመታት፣ 9 ኣዋርሕን 6 መዓልታትን)
ጽሑፋት 332
ዝተመዝገቡ ተጠቀምቲ 10,234
ጠቕላላ ገጻት 2,999
ከባብያዊ ፋይላት 0
ti.wikipedia.org

ዊኪፐድያ ብትግርኛ ሕታም ብትግርኛ ዊኪፐድያ እዩ። ከምቲ ብኻልኦት ቋንቋታት ዝጸንሑ ሕታማት ዊኪፐድያ፣ ብናጻ ትሕዝቶ ዝሓዘ ኢንሳይክሎፐድያ ኮይኑ፣ ኣብ ኢንተርነት ብናጻ ፍቓዳት CC BY-SA 3.0GFDLን ዝሕተም እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን 332 ጽሑፋት ዘለዎ ኮይኑ፣ ብወለንታውያን ተጠቀምቲ ዝተጻሕፈ እዩ፣ ማለት ዝኾነ ሰብ ንሓደ ጽሑፍ ኣርቲዑ፣ ክእርሞ ወይ ከስፍሖ ይኽእል። እቶም ኣገልገልቲ ብመሰረት ዊኪሜድያ ዝምራሕ ኮይኑ፣ እዚ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል ኮይኑ፣ ምወላኡ ብቐንዱ ኣብ ወፈያታት ዝተመርኮሰ እዩ።

ዊኪፐድያ ብትግርኛ 10,234 ተጠቀምቲ ኣለዉዎ፣ ካብዚኦም እቶም 21 ንጡፋት እዮም።