ኔዘርላንድ
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
| |||||
ኔዘርላንድ ኣብ ካርታ ዓለም ናይ ኤውሮጳ | |||||
ቋንቋ ሃገር | ዳች፣ ፍሪስ | ||||
ርእሲ ከተማ | ኣምስተርዳም | ||||
ንጉስ ሃገር | ዊለም ኣለክሳንደር | ||||
መራሒ ሃገር | ማርክ ሩተ | ||||
ስፍሓት ሃገር | 41,530 km² | ||||
ብዝሒ ተቀመጥቲ | 16.105.285 (2002)
17.084.719 (2017) | ||||
ባጤራ | ኤውሮ(EUR) | ||||
ኮድ | .nl | ||||
ስልኪ ኮድ | +31 |
ኔዘርላንድ (ብዳች, Nederland) ኣብ ኤውሮጳትርከብ ሃገር እያ። ብጀርመን፣ በልጅም፣ ሰሜናዊ ባሕሪ ትዳወብ።
ዳችን ፍሪስን ዝበሃል ቋንቋ ድማ ይዛረቡ። ርእሲ ከተማ ናይ ኔዘርላንድ ኣምስተርዳም ትበሃል። ኣስታት 17.000.000
ሚልዮን ሰባት ድማ ይቅመጥዋ።